ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንናይ መኪና መፀገኒ ዝኾዉን ጋረዥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክፀግን ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2013 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤ መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤
2 ተጫረቲ ብናይ ባዕሉ ዘርፊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ክከዉን ይግባእ
3 ተጫረቲ ካብ ዝምልከቶ 3ይ ደረጃ ልዕሊኡን መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
4 ተወሳኺ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኾኑን ናይ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤ ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክኮዉን ኣለዎ
5 መኸበሪ ጨረታ ፣ ንናይ መኪና ፅገና ጋራዥ 50,000.00 ቅርሺ ፣ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ኣለዎ።
6 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ከ/ስ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ካብ 02/13/2012ዓ/ም ናይ ሰነድ ዋጋ 50.00 ጥራሕ ቅርሺ ይኸውን።
7 ዋጋ ን45 መዓልቲታት ፀኒዑ ይፀንሕ
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ 11/01/2013 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።
9እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 09 43 40 00 33ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።