ቢሮ ሲቨል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዳይራክተር ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓም ቻርጀር ናይ ላፕቶፕ ን2ይ ግዜ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ንበረት | መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ |
ቻርጀር ናይ ላፕቶፕ | ሳምፕል | ቁፅሪ | 11 |
1 ናይዚ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለኩም ከምእዉን በቲ ሓዱሽ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ
2 ተጫረቲ ቢሮና ብዝቀመጦ ዝርዝር መግለፂ መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂእኩም ብሽምዒ ዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 2/13/2012 ዓም ክሳብ 05/13/12 ዓም ሰዓት 330 ኣብ ዘሎ ጊዜ ናብ ቢሮ ሰቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ወይዘሮ ህንፃ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 008 ኣታዊ ትገብሩ ትክእሉ
3 እቲ ፕ/ጨረታ ዕለት 05/13/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ሲቨል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ወይዘር ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 008 ይክፈት
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 034 4 40 2431 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል እዩ