ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፎርድ መኺና መለዋወጢ ኣቅሓ HUB Synchronier በዝሒ 01 ብፕሮፎርማ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 2, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 2, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ነሓሰ 30, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፣ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እትመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸዉን ኣለዎ
3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/13/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 02/13/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት
5 ፕሮፎርማ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ወኪል እንተተረኪቡ ይምረፅ
6 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን እዩ
7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻ ፡- ጥቃ እንዳ ጋብር
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55