ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፔር ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 27, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኽፈልኩም
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ
4 ተወዳደርቲ እትጫረቱሉ ዶክመንት ብፖስታ ክሳብ 27/12/2012ዓ/ም እናመፃኩም ምሃብ ትክእሉ
5 አቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/12/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት3፡00 ዝፀንሕ ኮየኑ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3፡30 ይክፈት