ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ናይ ዓዲ ሕርዲ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሳልሳይ ብርኪ ብ GC 7ን BC 6ን ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 5, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም
- ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
- Â ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ
- Â ወረቀት ምዝገባ ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ
- ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነትንÂ
- Â ናይ ሰራሕተኛታት ተኮናተርቲ Â ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርዲ
- Â ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነትን ከቅርቡ ዝክእሉ
- Â ኩሎም ተጫረቲ ካብ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ መጋቢት 8 2008 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድጉ ይክእሉ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንንÂ ክፍሊ ቁፅሪ Â 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408775 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል