ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት አቅሑት ብፕሮፎርማ ክድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ቲን ቁፅሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቕረባይነትን
2 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኾንኩም
3 ካብ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም ክሳብ 22/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት