ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት አቅሑት ብፕሮፎርማ ክድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ቲን ቁፅሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቕረባይነትን

2 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

3 ካብ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም ክሳብ 22/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s