በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ መስከረም 05/2013ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/2013ዓ/ም ንሰራሕተኛታት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ንመጓዓዝያ ዘገልግል ማለት እዉን ሰርቪስ ግልጋሎት ዝህባ ኣዉቶብስ በዓል 44 ወንበር ኮፍ መበሊ ዘለዎን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 1, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘቅርቡ
2 መኸበሪ ጨረታ 15,000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘትዘሑ
3ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ፋይናንስ ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ቢሮ ቁፅሪ 04/05 ብምዉሳድ ዋጋ ብምምላእ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ካብ 20/12/2012ዓ/ም ክሳብ 01/13/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡00 ምእታዉ ይካኣል
4 ሰነድ ጨረታ 01/13/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
5 ቤት ፅሕፋትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75