ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 22, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 19/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/12/2012ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 22/12/2012 ሰዓት03፡00 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 4440 47 15

ጨረታ መደብ

s