ናይ 2013ዓ/ም በጀት ብቤት መዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ስራሕቲ ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
2 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቀረብቲ ምዝገባ ሰርተፊኬትን
3 ቫት ተመዝገብትን ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለር ዝገበሩን ከቅርብ ዝክእሉን
4 መለለይ ግብሪ ቁፅሪ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል
5 ተጫረቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፣ ፈርኒቸርን በቢዘርፊ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ከ/ስ/እቶት ምዉሳድ ይከኣል
6 ተጫረቲ ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸርን ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ናይ ሕድሕድ ዓይነት ድማ 5000ቅርሺ በቢ ዘርፊ ብናይ ስፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ካዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ዕለት 25/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ካዓ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይክፈት
8 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕልዉ እዩ
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 42 06 40/09 14 85 21 68