ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ናይ ሆስፒታልና ሽንት ቤት ብጨረታ አወዳዲሩ ከምጥጥ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ነሓሰ 2, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን
2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
4 ጨረታ መኸበሪ 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን
5 ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ መቐለ ጥዕና ቢሮ ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ
6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ
7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ዕለት ካብ 13/11/2012ዓ/ም ስካብ 13/12/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እንትከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 13/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ መቐለ ጥዕና ቢሮ ይኸዉን
9ጨረታ እንትክፈት ባዕሎ ወይም ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
10 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
11 እቲ ስርዝ ድልዝ እንተየሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 57 74