ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ፅሕፈትና ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሐትምንደሊ / ናይ ትራፊክ ፓድ መኸሰሲ በዝሒ 100/

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 29, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/11/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 01/12/2012 ሰዓት 3፡00

ጨረታ መደብ

s