ኩባንያና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ናይ ረሳሕ ፈሳሲ መወገዲ መኪና ተካርዩ ከወግድ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም / ረሳሕ ፈሳሲ ምዉጋድ ሽንት ቤት ምምጣጥ በዝሒ 01/
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 28, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፣መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
2 ወረቀት ምስክር ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዋናን ቅዳሕን ሊብሬንብምትሕሓዝ ሰነድ ጨረታ ካብ 31/07/2020 ክሳብ 09/18/2020 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት መቐለ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ክወስዱ ይክእሉ
3 ተጫቲ መኸበሪ ጨረታ 5,000.00 ብዝተዓሸገ ፖስታ ወይ ድማ ብስፒኦ ምስ ጨረታ ከተሓሕዙ ይግባእ
4 ሳንዱቕ ጨረታ 10/08/2020 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
2 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ +251-344402017/+251-914 729699