ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ እንስሳት መድሃኒት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 30, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ፕሮፎማ ዕለት 30/11/2012ዓ/ም ናይ ሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ 03፡30 ኣብ ማእኸል ኢቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት

5 ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 48 99 04 23

ጨረታ መደብ