ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2012ዓ/ም ብGEQIP ዝተመደበ በጀት ዝዕደጉ ናዉቲ ፅሕፈት ትምህርቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።/ ደስጣ ወረቀት በዝሒ 100፣ ቀለም ፕሪንተር 08፣ ሰመያዊ ቢሮ 60፣ ድቫይደር 06/
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2012 4:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣
2 ቫት ተመዝጋቢ፣
3 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ፣
4 ብመምርሒ መሰረት 2% ዝኸፍል፤
5 ካብ ዕለት 21/11/2011ዓ/ም ክሳብ 24/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኸዉን
6 ዕለት 25/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት
ንዝበለፀ ሓበሬታ 09 14 00 37 42