ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 21, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ዘቅርቡ
2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎ ወሃበይነትን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬር ቲን ናምበር ፈቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ
4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል
5 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 65 77