ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ክቕርብ ዝክእል

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ  ክሳብ 22/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ክተቕርቡ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 22/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ሰዓት 5፡00 ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

ጨረታ መደብ