ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ማሽነርታት ሕፅቦ ማለት እዉን ራድያቶርን ጠቅላላ ናይ ማሽን ኣካል ኣብ ናይ ትካልና ጋራዥ ከፅርይ ስለ ዝደለየ አጎልግሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ን 1ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ብመሰረት እዚ ኣጎልግሎት ወሃብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡሉ ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 በዚ ዝተጠቀሰ ኣጎልግሎት ስራሕ ልምዲ ዘለዎም
3 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 10,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣሎዎም
4 ጨረታ ዝሰዓረ ተጫራታይ መኸበሪ ዉሕስና ስራሕ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብመልክዕ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 25/11/2012ዓ/ም ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ
7 እቲ ጨረታ 25/11/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡15 ረፋድ ይክፈት ሠ
8 ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
03 48 40 03 03 44 40 58 06