ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ምር/ን ንዘለዎኦ መኪና ሰርቪስ ንምግባርን ንምፅጋንን ን2013 ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንናይ ጉልበት ዋጋ ምስ ጋራዥ ኣጫሪቱ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

1ተጫረቲ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ስራሕ መረዳእታ ከቅርቡ ኣለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቅርቡን

3 ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ

4 መኸበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንሕድሕድ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ 5000.00 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 14/11/2012ዓ/ም ክሳብ 28/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክፍቲ  ዘይምለስ 50 ብር ከፊልካ ምዉሳድ ይካኣል

7እቲ ጨረታ 28/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ዝክፈት ይከዉን

8 ናይቲ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57

ጨረታ መደብ

s