ኣጎልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ 1 ኣብ ከተማ መቐለ 2 ኣብ ብዘት 3 ኣብ ኮረም 4 ኣብ ዳንሻ 5 ኣብ ሓዉዜን ቤት ፅሕፈት ንምህናፅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ካብዚ ቀፂሎም ዘለዉ መዐቀንታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 320.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
እዚ ጨረታ ብሬድዮ ዝተጋወሐሉ ዕለት 21/10/2012ዓ/ም እዩ
1 ኣብ ኣጎልግሎት ናይ ህንፃ ምስራሕ ማለት ኮንስትራክሽን ዝተወፈሩ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም
2 ብሽም ኣጎልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ናይ ክፍሊት ሰነድ ወይ አብ ቅድመ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ንተራ ቁፅሪ 1 34000.00 ቅርሺ ከምኡ እዉን ንተራ ቁፅሪ 2345 30000.00 ቅርሺ ከቅርብ ዝክእል
3 ሰነድ ጨረታ 10/10/2012ዓ/ም ክሳብ 24/10/2012ዓ/ም 320 ቅርሺ ንሕድሕድ ብምክፋል ምዕዳግ ይካኣል
4 እቲ ጨረታ ዕለት 24/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ኣጎልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ክፍሊ ዕደጋ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ01 ይክፈት
5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪኑ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ኣድራሻ ጎደና ሰማእታት ትሕቲ ፕላኔት ሆቴል
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 67 12