ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ኮምፒተር ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ /ፓወር ሳፕላይ01 ፣ ፓወር ሳፕላይ 01፣ HP printer 02/
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 22, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ ናይ መቅረብቲ ሰርተፊኬት
2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 17/10/2012 ዓም ይከዉን
4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/10/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ይከዉን
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/10/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 02:30 ይከዉን
6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፈርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402420