ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ፒቪሲ ኣኸዛ ፕሮጀክት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ኮንስትራክሽን ማተርያል መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ / ሚስማር ባዓል 6ተ 70 ኪሎ ግራም ፣ ሚስማር በዓል 7ተ 70 ኪሎ ግራም ብረት ምላጭ 20
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2012 8:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 19/10/2012ዓ/ም ሰዓት08፡30 ድ/ሰዓት
3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ
4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 67 27