ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ / ባነር ብካሬ ሜትር በዝሒ 213/
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 17, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ዘቅርብ
3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት
4 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ክሳብ 18/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቅ/ሰዓት ክተቅርቡ እትኽእሉ
5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምም/ዳር ቢሮ ቁፅሪ 317 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ