ኣብ ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢሪኡ ተገልግል ናይ ኣባዱላ መኪና ትርቦ ቻርጀር ዘይብላ ሞዴል 5L ስ/ቁ 01307 ኣቅሓ ንመግዝኢ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ/ ናይ የማን ገፅ መስትዋት 01፣ ናይ ግንባር ገፅ መስታዋት 01

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 18, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012/ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

3ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18/10/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 18/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከዉን

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s