ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑ ኣለሚንየም 1ይ ደረጃ ንገንዘብ ተሓዚት ዝዉዕል ገዛ 01 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2012 10:45 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2012 10:48 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2012ዓ/ም ንግድ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

3 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

4ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/10/2012 ክሳብ 16/10/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡45ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

ጨረታ መደብ

s