ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2013 በጀት ዓመት ንዘለዎኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ሕፅበት /ላቫጆ/ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ዘይንምለስ 50 ብምኽፋል ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 10, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ
2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ ዝቐርብ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ ፣
3 ናይ ወርሒ መጋት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ከተቕርቡ እትኽእሉ
4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ
5 ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ አሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ
6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 09/10/2012 ክሳብ 24/10/2012ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 24/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት
6 ትካልና ካልእ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁ 03 44 41 85 56