መቐለ ሆስፒታል ሰብ መድሓኒት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 12, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/10/2012ክሳብ 11/10/2012 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3 ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 02 46

ጨረታ መደብ

s