ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት / LG ቴሌቪዥን በዓል 32 ኢንች ፍላት ስክሪን በዝሒ 05፣ እስታንድ መቀመጢ ቴሌቪዥ በዝሒ 05፣ ረሲቨር ፣ LNB በዓል 8ተ05 ፣ ሸሓነ 05/ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 12, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 10, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/10/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም
4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓድስን ናይ መቅረባይነት ዘለዎ
5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57