ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ጥዕናን ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 12, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ይክፈት
3 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728/72 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል