ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ካሜራን ፣ ሳይክላትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2011/2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
2 ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፀሪ ቲን ዘለኩም
3 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክከፋል ዝክእል
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/10/2012ዓ/ም ክሳብ 10/10/2012ዓ/ም ክተቅርቡ ት
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-480511/10/09 14 25 91 87 ምድዋል ይከኣል፡፡