ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ፃዕዳ ቴትሮን መስፈይ ጋወን ንሓካይም ዝኸዉን ክንገዝእን ክነስፍን ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም / ፃዕዳ ቴትሮን ንሓካይም ጋዉን ዝኸዉን በዓል 6000 ሽሕ ጣቃ 25፣ ስረን ሸሚዝን ዝዓይነቱ ጋቦን መስፈይን 01፣ ኖርማል ጋቦን መስፈይ 01 /
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 8, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ
2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ክሳብ 10/10/2012ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይኽፈት
3 ንተወሳኪ ሓበሬ 03 45 55 94 432