ከ/ስ/ዕ/ንብ/ምም/ር ፋይናንስ ሙሉ አሰፋ መባእታዊ ሆስፒታል ኣፅቢ ንሆስፒታል ኣፅቢ ናይ ኣልትራሳዉንድ ( ultrasound machine) 01 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን ተመዝጋቢ ቫት ዘለዎን ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር መስፈርቲ ስፔስፊኬሽን ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ክሳብ 11/10/2012ዓ/ም ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት እንተዘይሃልዮም ድማ ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቕ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይክፈትን ይግምገምን
4 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኸበሪ ዝምለስ ብር 2000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ካዓ ብናይ ባንኪ ስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ
5 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ናብ ሆስፒታል የቕርብን እቲ መሽን ኣብ ሆስፒታል ዝተዘጋጀወሉ ቦታ ተኺሉ ኦረንቴሽን ክህብ ዝኽእል
6 ሰዓራይ ጨረታ አሸናፊ ምካኑ ምስፈለጡ ኣብ ዉሽጢ 1 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኽክእል ኣለዎ
7 ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 03 19 09 /09 30 95 93 92 /09 14 16 23 00