ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ናይ ስፔር / ኦይል ፊልተር12 ፣ ፋዉል ፊልተር 6/ ብፕሮፎርማ ክትወደደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 3, 2012 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 29, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 28/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ሰዓት ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22

ጨረታ መደብ

s