ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ / ፎቶ ኮፒ ማሽን 01 ፣ ፕሪንተር 01፣ ፍላሽ 32 GB 04/ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ዘቅርቡ

2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎ ወሃበይነትን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬር ቲን ናምበር ፈቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 29/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

5 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 65 77

ጨረታ መደብ

s