ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ ኤስኤልኤም ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 21, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዚ ዝስዕቡ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
- ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
- መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን
- ኣብ ናይ መንግስት ግዚኢት ምስታፍ ዝተዉሃቦ ዝትሓደሰ ሕጋዊ መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን
- መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
- ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን መረዳእታ ዘቅርብን
- ናይ ወርሒ ሕዳር 2008 ዓም ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ
- ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት እንድሕር አማሊኦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ አይተኣጋጎልን
- ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
- ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 12ጥሪ 2008 ዓም ክሳብ 26 ጥሪ 2008 ዓም ሰዓት 12፡ 00 ናይ መሸት ይከዉን
- እቲ ጨረታ 27 ጥሪ 2008 ዓም ሰዓት 3 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3፡ 30 ይክፈት
- ተወዳደርቲ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማን ብዝምልከቶ ኣካል ክዓርፎ ኣለዎ
- ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 15 ተከታተልቲ መዓልትታት ይከዉን
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344880183 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል