ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 2ይ ዙር ጨረታ ንመንበሪ 86 ፣ ንትካላት 7ተ ፣ ንሕዉስዋስ 45ተን ፣ ንመዐደሊ ነዳዲ 1 ብድምር 139 ብሎት ብምደላዉ ናብ ተጠቀምቲ ብሎት አወዳዲሩ ከሕልፍ ስለ ዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
bidding: search status closed
1 ሰነድ ጨረታ ካብ 07/09/2012ዓ/ም ክሳብ21/09/2012ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ይሽየጥ
2 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ስፍሓት ቦታ እንትባዝሕ ናይቲ ቦታ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ኮይኑ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ሊዝ ዋጋ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክአሉ
3 ሰዓራይ ጨረታ ኣብ 10 መዓልቲ ቅድሚ ክፍሊት ከፊሉ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ
4 ዘእትዎ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩዎ ተቀባልነት የብሉን
5 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 እንትከዉን 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ዝዕሸግ እንትከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 24/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ