ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 15, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ነግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕቡ ትክእሉ
2 መኸበሪ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000.00፣ናይ መኪና ጎማን ስፔርን 5000.00፣ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ
3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20.00 ብር ብምክፋል ካብ 13/09/2012 ክሳብ 27/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትኽእሉ
4እቲ ጨረታ ዕለት 27/09/2012 ድሕሪ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ይክፈት
4 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ