ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ማይ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ማይ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት
2 በዚ መሰረት ፕሮፎርማ ክሳብ 14/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትኽእሉ
3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 14/09/2012ዓ/ም ሰዓት3፡30 ይኽፈት
4 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 56 63 / 03 44 40 43 46