ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ራበርሺት ምስ መስፈይኡ ሓዊሱ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 13, 2012 11:03 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 10/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ በቲ ሰዓት ይኽፈት
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15