መባእታዊ ሆስፒታል ወልቃይት ዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መድሓኒት ፣ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 23, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 8, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣
2 ናይ መቅረብቲ ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋልቲ ግብሪ ዋናን ቅዳሕን
4 ነቲ ዝካየድ ጨረታ መኸበሪ ዝዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ፣ መድሓኒት ፣ ናዉቲ ሕክምና 6000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ዘቅርቡ
4 ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያ ኣጋዓዒዞም ኣብ ወልቃይት መባእታዊ ሆስፒታል ከረክቡ ዝክአሉ
5 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
6 ሰነድ ጨረታ ካብ 08/06/2012ዓ/ም ክሳብ 23/09/2012ዓ/ም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ሱሑል እንዳስላሰ እናወሰዱ ሓደ ዋናን ቅዳሕን ብምግባር ኣብ ሆስፒታል ሱሑል እንዳስላሰ ናብ ዝርከብ ጨረታ ሳጡን ከእትዉ ዝክእሉ
7 እቲ ጨረታ 23/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ሱሑል እንዳስላሰ ይክፈት
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 12 01 95 87 /09 14 04 21 42 /09 79 10 17 45