ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ ልምዓት ሕርሻን ሓለዋ ስነ ከባቢን መዓድንን ኢነርጅን ቤት ፅሕፈት መቀለ ን 5ተኤን ክፍለ ከተማታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዳበርያ ዱኩዒ ንምጉዕዓዝ ናይ ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 11, 2012 3:03 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 7, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 06/09/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 10/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00
3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/09/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57