ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮማራይ ን2012 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ፅሬትን ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ስለዚ ካብ 03/09/2012ዓ/ም ክሳብ 18/09/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ደ/ካ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር /ንብረትን ኣብ ስራሕ ሰዓት 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዝተሓደሰ ብክልቲኡ ገፅ ሓደ ኮፒ ተቅርቡ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩምን
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት አዉን ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ መጋቢት 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ
4 ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩምን ቅዳሕ ከተቅርቡ እትክእሉ
5 ንመሳርሒ ፅሕፈት ፣ ንኤሌክትሮኒክስ ፣ ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ንኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ጥራይ ክትሳተፉ ይግባእ ንኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት አየካትትን
4 መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት ፣ ንኤሌክትሮኒክስ ፣ ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ንኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ ንሕድሕድ 5000.00 ቅርሺ ን ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት 1000.00 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዙ ይግባእ
5 ጨረታ ዝዕሸገሉ 18/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት እዩ
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ኣክሱም እዩ
7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 18/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:45 ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
8 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 03 69 98 ይደዉሉ