ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ ፣
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቅሓ ካብ ዕለት 04/09/2012ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል
3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 04/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣታዊ ይከዉን
4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት
5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬተ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77