ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ ባንዴራ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 4, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእለ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ከቕርበ ዝክእል

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 03/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/09/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/09/2012 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 4፡00 ይከዉን

4ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረተ በሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ጨረታ መደብ

s