ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 4, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 4, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 1, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ናይ 2012ዓ/ም ዝታሃደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ
2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ
3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ
4 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል
5 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 29/08/2012 ክሳብ 04/09/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይክፈት
6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 40 25 29 / 03 44 41 41 90 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል