ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሪጅዮ ፖሊስ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደንቢ ልብሲ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 1, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን መቅረባይ ሰርትፊኬት ቫት ተመዝገብቲን ናይ የካቲት 2012ዓ/ም ቫት ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ፋይናንስን ካብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ጨረታ መኸበሪ ናይ ደንቢ ልብሲ ክዳን  ብር 15,000  ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት Bሽም ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 09፡00 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 77 78/09 14 74 68 68 /03 14 45 04 04 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s