ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈታት ንስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ፣ ሓሸዋን ፀፀርን፣ ሲሚንቶን፣ ባህርዛፍን፣ ናይ መንደቅ እምኒ በግልፂ ጨረታ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 13, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
bidding: search status closed
ሕጋዊያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም በዚ መሰረት ከማልእዎም ዝግቦኦም ረቋሕታት ብዘፈር ንግዱ ዝምልከቶ ኮይኑ
- በቢዘርፉ ናይ 2008 ዓ ም ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን ግብሪ ዝከፈለን ክከዉን ኣለዎ
- ቫት ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2008 ን ዓ ም ናይ ወርሒ ሕዳር ወርሓዊ ዲክላራሽን ከቅርብ ዝክእል
- ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፍኬት ወይንዉን ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል ናይ 2008ን ዝሓደሰን ክከዉን ኣለዎ
- መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ቲን ነምበር ከቅርብ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ቁፅሪ 2 ዘይምልስ 60 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ 4000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
- እቲ ጨረታ 2 ለካቲት 2008 ዓ ም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4፡30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ወይዉን ዋና ኣብሓደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ሓደ ፖስታ ነንበይኖም ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምዕሻግ ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ
- ናይቲ ጨረታ ሙሉእ ኣድራሻ ፣ማሕተም ፣ፊርማን ክህልዎ ኣለዎም
- ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክን ናይ ምቅናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል