ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ን ር/ህ/መ/ክ/ከ/ዓዲ ሓቂ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 29, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዕለት 29/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ይክፈት

3 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728/72 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s