ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከምኡ እዉን ቲን ቁፅሪ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ

2 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 04፡30 ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ጨረታ መደብ

s