ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ዓይደር ፍሉይ ሽሙ ዓዲ ሕሩስ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ማሕበርና ዝተሓቆፍና በዝሕና 193 ዝኾና ኣባላት ናይ ሓባር መስርሒ ቦታ ዝርከብ ናይ ማይ ተፋሰስ ( Drainage) መሀደሚ ዝዉዕል ዓቐን ዘለዎ ቴንዲኖ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ቲን ናምበር: 2011 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ንግዲ ፍቃድን ኦርጅናልን ኮፒን ይተሓሓዝ
2 ትካልና ኣብቲ ዝስራሕ ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
3 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ 22/ 08/ 2012 ዓም ጀሚሩኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁጽሪ 117
4 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ሓሙስ 28/08/2012ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት
5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ሓሙስ 28 /08 /2012ዓም 8:30 ድሕሪ ሰዓት
6 ድርጅትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት በዘይ ምርካቦም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጋሉን
8 ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ዝክፈተሉን ቢሮ ቁፅሪ ህንፃ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቢሮ ቁፅሪ 117
9 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል
10 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ 3000 ከትሕዙ ይግባእ
11 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረትሉ ሳይት ፕሮጀከት ኣብ ዉሽጢ 3 ወርሒ ከረክብ ዝክእል
12 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ 20 ብር
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 09 27 75 70 51/03 42 41 02 33